CALGARY HABESHA
ካልጋሪ ሓበሻ
Our mission is to link the Habesha community with the Habesha business owners in Calgary to help each other and to bring the necessary and timely information to the community. This page is free from any political or religious matters.
ቀንዲ ዕላማና ኣብ ካልጋሪ ዘሎ ናይ ሓበሻ ማሕበረሰብ ምስ ናይ ሓበሻ ሰብ ንግዲ ምርኻብን ነንሓድሕዱ ክተሓጋገዝ ምድጋፍን ብተወሳኺ ድማ ኣድላይን እዋናውን ዝኾነ ሓበሬታ ብግዚኡ ናብ ሕብረተሰብና ኽበጽሕ ምሕጋዝን ኢዩ። እዚ ገጽ ካብ ፖለቲካን ሃይማኖታዊ ጉዳያትን ናጻ ኢዩ።
እዋናዊ ዛዕባታት
ተቐማጢት ካልጋሪ ዝኾነት ሰበይቲ ኣብ መርከብ እንከላ በዚ ሓድሽ ኮቪድ -19ን (COVID-19) (ኮሮና ቫይረስ) ከምዝተታሕዘት ተገሊጹ።
ኣብ ክሊ ዕደመ 50ታት እትርከብ ነባሪት ኣልበርታ ካልጋሪ ዝኾነት ሰበይቲ ግምታዊ ዝኾነ ምርመራ በቲ ሓድሽ ኮሮናቫይረስ ከምዝተጠቕዓት ዝተሓበረ ሎሚ ሓሙስ...